Filmona Teklay (@Filmona12) header
Filmona Teklay (@Filmona12) profile picture

🇪🇷 Eritrean Voice | Sweden 📰 News • Culture • Community 🎙️ Stories • Interviews • Events 🌍 Connecting Eritreans Worldwide 🤝 Unity • Identity • Progress

Eritrea
Joined November 2020
Photo by Filmona Teklay (@Filmona12)Photo by Filmona Teklay (@Filmona12)Photo by Filmona Teklay (@Filmona12)Photo by Filmona Teklay (@Filmona12)Photo by Filmona Teklay (@Filmona12)
መኸተና፡ ንሃገራዊ ስግኣት ንሓዋሩ ዝድምስስ፡ ንጸላእትና ድማ ብሓይሊ ሓድነትና፡ ጽንዓትናን ቆራጽነትናን ኣብ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደረጃ ዘስተንክር ክኸውን ኣለዎ። ሎሚ ዘይከተ፡ ጽባሕ ክትጸንዕ ኣይትኽእልን። ሎሚ ዘይተዳለናሉ ስግኣት፡ ጽባሕ ከቢድ ዋጋ ከኽፍለና ይኽእል። ስለዚ ምድላውና ሎሚ፡ ሓድነትና ሎሚ፡ ጽንዓትና ሎሚ! ሓይልና ኣብ ሓድነትና፡ ውሕስነትና ኣብ ምድላውና፡ ዓወትና ድማ ኣብ ቆራጽነትና እዩ! ዓወት ንሓፍሽ ! #Ertrea #highlight #BreakingNews #EDF #PFDJ
5
110
120
811
“ዕላማና፡ ኤርትራ ብኤርትራውያን ምስ ፊልም ዓለም ክትላለ’ዩ ነይሩ” ሰኣላይ ፍራንኮ ሳርዴላ ፍራንኮ ሳርዴላ ይበሃል። ካብ ኤርትራዊት ኣደን ኢጣልያዊ ኣቦን ኣብ 1962 ኣብ ከተማ ከረን ተወሊዱ። ኣቦኡ ወተሃደር ጣልያን ነበረ። ኣቦኡ ድሕሪ ምስዓር ጥልያን ኣብ ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ስለ ዝተቐመጠ፡ ምስቲ ዝነበሮ ሓያል ፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራ፡ ምስ ሞተ፡ ኣብ’ዚ ሃገር ተቐብረ። እቲ ፍቕሪ ድማ ናብ ውላዱ ሰገረ። ፍራንኮ ሳርዴላ ጉዕዞ ትምህርቱ ኣብ ዓዲ ጣልያን ጀሚሩ ምስ ዛዘመ፡ ኣብ ምንቅስቓስ መንእሰያት ተመሃሮን ኣባል ሓፋሽ ውድባትን ኣብ ድያስፖራ ከምኡ ድማ፡ ኣብ ቦሎኛ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ብንጥፈት እጃሙ ኣበርኪቱ። ድሕሪ ናጽነት ድማ፡ ናብ ሃገሩ ብምምላስ ብሲነማቶግራፊ ብዙሓትን ዓበይትን ንባህልን ታሪኽን ኤርትራ ዝገልጻ ፊልምታት ዝሰኣለ ምኩርን ገዲምን ሰኣላይ እዩ። ኣብ እዚ እዋን እዚ ግዳ፡ ካብ እቲ ስራሕ ቁሩብ ጥፍእ ኢሉ ኣሎ። ንኣስተማቓራይ ዕዮ ስነ-ጥበብ፡ “ፍራንኮ ናበይ ከይዱ” ኢሉ ንዝሓትት ንዝነበረ ህዝቢ ከኣ፡ እንሆ ምስኡ ዝገበርናዮ ጽማቝ ዕላል ነቕርበልኩም። -ከም መእተዊ ክዀነና ፍራንኮ፡ ድሕሪ ናጽነት ናበይ ኢኻ ኣቢልካ፧ ስነ-ጥበበዊ ጉዕዞኻ ኣብ ኤርትራኸ መዓስ እዩ ዝጅምር፧ ኣብ ዓዲ ጥልያን ናይ ስነ-ጥበብ ሞያ ዝነበረና ጥርኑፋት ሰባት ነይርና። ድሕሪ’ዚ፡ ናጽነት ምስ ኰነ፡ ኣብ ሓንጐልና ዝነበረ ቀዳማይ ሕቶ፡ “ናጽነትስ መጺኣ፡ እንታይ የድሊ ይኸውን ካባና” ዝብል ሕቶ መጺኡ። ድሕሪኡ ንሓድሕድና ተረዳዲእና፡ “ሃገር ብጽርግያ፡ ቢንቶ ጥራሕ ኣይኰነትን እትህነጽ። ሃገር ብስነ-ጥበብ’ውን ክትህነጽ ኣለዋ” ስለ ዝበልና፡ ናይ ክልተ ዓመት ትምህርቲ ብዛዕባ ዓውዲ ስእሊ ዝግባእ ስልጠና ብምውሳድ፡ ኩሉ ዘድሊ ዕጥቂ ተገዚኡ ብፍቓድ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሲነማቶግራፊ እንነጥፍ 9 ኣባላት ኣብ 1994 ብጥርኑፍ ናብ ሃገርና ኣቲና። ስለ’ዚ ናይ ስነ-ጥበብ ታሪኽ ጉዕዞይ ኣብ’ዚ ዝበልኩኻ ግዜ’ዩ ብወግዒ ዝጅምር። - ስም ናይታ ሽዑ ዘውጻኹማ ትካልኩም እንታይ እያ ትብል፧ እቶም ሰባት’ከ ብዓል መን እዮም ነይሮም፧ እታ ትካል ኤርትራ ቪድዮ ሰርቪስ (E.V.S) እያ ትበሃል። ከም’ዚ ዝበልኩኻ 9 ሰባት ሒዛ ተበጊሳ። ንሳቶም ድማ ፍራንኮ ሳርዴላ፡ ሃይለ ብርሃነ (ቁልቢ)፡ ግርማይ ንጉሰ፡ ሰሎሞን ኣብርሃ፡ ተመስገን ጸሃየ፡ ምስግና ተስፋይ፡ ዮዲት መስፍን፡ መስፍን ኣስመላሽ፡ በረኸት ቀለታ ኢና እንበሃል። - ሰኣላይ ክትከውን ሓሊምካ ትፈልጥ ነይርካዶ፧ ቀደም ንእሽቶይ እንከለኹ ብወግዒ ነዚ ሞያ ከይጀመርኩ፡ ኣብ ውሽጠይ ባህጊ ናይ’ዚ ሞያ ከም ዝነበረኒ እዝክር እየ። ቅድሚ ናብ ዓውዲ ስእሊ ምእታወይ ግን፡ ኣብ ዓዲ ጣልያን ኣባል ጕጅለ ባህሊ እየ ነይረ። ሙዚቀኛ ኰይነ ጊታር እየ ዝሃርም ነይረ። ኣብ’ቲ እዋን፡ እቲ ንጽንዓት ህዝብናን ቃልስናን ዝገልጽ ጐስጓሳዊ ምርኢታት ነካይድ ነይርና። ነዚ ሞያ‘ዚ ከም ዝሕዝ ዝገበረኒን ዝጸለወኒን ገዲም ስነ-ጥበበኛ ተኽለ ህውከት እዩ። ሓደ ካብቶም ዘኽብሮም ስነ-ጥበበኛታት ሃገርና ድማ እዩ። ንሕና ኣብ ቦሎኛን ካልእን ምርኢት ኣብ ንገብረሉ ዝነበርና ብዓል ‘ቁልቢ’ ኣባላት ስነዳ ኰይኖም፡ ነቲ ንሕናን ህዝቢ ዝገብሮ ዝነበረ ንጥፈታትን እዮም ዝስእሉ ነይሮም። ድሕሪ ናጽነት ፈለማ ናብ ኤርትራ ክንመጽእ እንከለና፡ እቲ ኣብ ውሽጥና ዝነበረ ሓሳብና’ውን እኮ፡ “ኣብ ኤርትራ ብዙሓት ማእለያ ዘይብሎም ካብ ሜዳ ዝመጽኡን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝጸንሑን ሙዚቀኛታትን ደረፍትን ኣለውዎም። ንሕና ግን፡ ኣብ ከምኡ ዘይኰነ ክንነጥፍ ዘለና ካልእ ናይ ስነ-ጥበብ ስራሕን ፕሮጀክትን ዘይንገብር” ዝብል እዩ ነይሩ ጥሙሕና። - ቀንዲ ዕላማኹም እንታይ ድዩ ነይሩ፧ እቲ ቀንዲ ኣብ ርእስና ዝነበረ ዓቢ ራኢ፡ “ኤርትራስ ብዓይኒ ኤርትራውያን ምስ ዓለም ብፊልም ክትላለ ኣለዋ” ዝብል እዩ ነይሩ። ስለዚ እየ ድማ፡ ሙዚቃ ገዲፈ ናብ ዓውዲ ስእሊ ኣላጊሰ። - ኣብ ውሽጥኻ ፍቕሪ ናይ ስእሊ ነይሩካ’ዩ ማለት እዩ፧ እወ። ቀደም ኣብ ዓዲ ጥልያን ተመሃራይ ኣብ ዝነበርኩሉ፡ ካሜራ ክቡራት እንከለዋ ኣቦይ ገዚኡለይ። ኣቦይ ፍቕሪ ናይ ካሜራ ከም ዝነበረኒ ስለ ዘለለየ’ዩ መስለኒ ዓዲጉለይ። ኣብ 1980 ናተይ ካሜራ ነይራትኒ። እቲ ሽዑ ዝተመሃርኩዎን ዝጥቀመሉን ዝነበርኩ ኣሰኣእላን ትምህርትን፡ ምስ ናይ ሕጂ ምዕባለ ፍልልዩ ሰማይን መሬትን እዩ። እቲ ሲነማቶግራፊ ናይ ፊልምታት ዝምህሩኻ ኣገባብን ምስ ናይ ኣብ ገዛኻ መዘከርታ እትስእሎን ነንበይኑ እዩ። ስለ’ዚ እቲ ዘይርድኦ ውሽጠይ ዘመንጨዎ ፍቕሪ ስእሊ ሓደ ዓቢ ስራሕ ንኽሰርሕ ራእይ ነይሩኒ እዩ ክብለካ ዝኽእል። ስለ’ዚ እታ ዓንተቦይ ዘልዓልካያ ሕቶ መሊሰልካ ክኸውን ተስፋ እገብር። - ናብ ስእሊ ንኽትኣቱ ዝገብረካ ቀንዲ ድፍኢት ወይ ረቛሒ እንታይ እዩ፧ ብንኣሽቱና ኣብ ኣስመራ እንከለና ይዝከረኒ፡ እታ ሓንቲ ዝነበረት ልምዲ ኣብ ሲነማታት ከይድካ ፊልምታት ምዕዛብ እያ። ሰንበት-ሰንበት ኣብ ሲነማታት ሮማ፡ ካፒቶል፡ ኢምፔሮ፡ ... ከይድና ንርኢ። ሕጂ እቲ ፊልምታት ርኢኻ ትም ንምባል ዘይኰነ፡ ሰሙን ምሉእ ኢኻ ንደቂ-ገዛውትኻ ብዛዕባ’ታ ፊልም ተዕልሎምን ትነግሮምን። ብፍላይ ናይ ጥልያን ፊልም እንተ ዀይኑ፡ ምስ’ቲ ናይ ጥልያን ቋንቋ ዝኽእሎ ዝነበርኩ ምስ ተግባራቱ (ኣክሽኑ) ተርእዮም ትንግሮምን። ፍቕሪ ናይ ፊልም ብናኣሽቱና እዩ ምሳና ዓብዩ። ምኽንያቱ፡ ብፊልም ትመሃር፡ ትዘናጋዕ፡ ትስሕቕን ትበኪን። እቲ ናብ ፊልም ገጸይ ክኣቱ ዝደረኸኒ ምኽንያታት እዚ እዩ መስለኒ። - ትካልኩም E.V.S ብዙሕ ስራሓት እዩ ዓሚሙ’ሞ፡ እስከ ንኣጀማምራኹም ከመይ ትዝክሮ፧ ፈለማ ብኸመይ ኢኹም ጀሚርኩም፧ እንታይ ኢኹም ገይርኩም፧ ቤታካም ዝበሃላ ምዕቡላት ካሜራ ተገዚአን። “ነቲ ስራሕ ባዕልና ስኢልና ኤዲት ገይርና፡ ብቪድዮ ፕሮጀክተር ገይርና ኣብ ሲነማታት ከነርእዮ ክንፍትን ኣለና” ብምባል ኢና ጀሚርናዮ። እዚ ፈለማ ንሕና ዘተእታተናዮ እዩ ክብለካ’ውን እኽእል እየ። ብኸምኡ ድማ ከነርኢ ጀሚርና። - እታ ኣብ ኤርትራ ፈለማ ዝሰኣልኩማ ፊልም እንታይ ነይራ፧ ባሩድ -77 እያ ትብል ነይራ። ብቪድዮ ተሰሪሓ ምስ ተወደአት ድማ፡ ንመጀመርታ ግዜ ህዝቢ ኣብ ሲነማታት ኣትዩ ዝረኣያ ፊልም እያ። - ስእሊ መዓስን ብኸመይን ኢኻ ጀሚርካዮ፧ ናብ ዓዲ ጥልያን ምስ ከድኩ፡ ከም’ቲ ኣቐዲመ ዘዕለልኩኻ ኣብ 1980 ቪድዮ ካሜራ ተዓዲጉለይ። ነዛ ካሜራ ኣብ ናይ ምትእኽኻብን ምዝንጋዕን ናይ ስድራቤት፡ ጥምቀት፡ ምኽባር ዕለተ ልደት ኰታ ኣብ ዝዀነ ናይ ስድራ ኣጋጣሚታት እስእለላ ነይ ረ ። - ስምዒታትካ ኣብ ምንባብ፡ ኣቦኻ ዝነበሮ ተራ ክትገልጸልና፧ ኣቦይ ካብ ኣልዓልካዮ ኣዝዩ ፍሉይ ሰብ እዩ ነይሩ። ሳርዴላ ኢናጂዮ እዩ ዝበሃል። ኣብ 2ይ ውግእ ዓለም ዝተሳተፈ ሰብ እዩ። ኣነ ክውለድ እንከለኹ፡ ወዲ 68 ዓመት እዩ ነይሩ፡ ኣደይ ከኣ ጓል 18 ዓመት ነይራ። ንዓይ ከም ኣቦን ኣቦሓጐይን እዩ ነይሩ። ፍሉይ ፍቕሪ ነይሩዎ፡ ብሕንቃቐ’ዩ የዕብዩኒ ክብለካ እኽእል። ኣደይ’ውን ከምኡ። ከም ቈልዓ ኣደይ ክትሃርመኒ ምስ እትደሊ ኣቦይ ይዘርየለይ ነይሩ (ሰሓቕ)። - ናይ ፈለማ ተመኩሮ ስእልኻ ትዝክራዶ፣ እንታይ እያ ነይራ ከተዕልለኒ፧ ኣብ ቮሮና እትበሃል ከተማ ብዕንባባታት ዘጌጸ ቦታ እዩ ነይሩ። ፓርክ እዩ። ናብ’ቲ ቦታ ምስ ስድራይ ምስ ከድና ተመሲጠ ዝሰኣልኩዎ ስእሊ እዩ ነይሩ። እቲ ዕንባባታትን ሰሓቢ ቅርጺ ናይ’ቲ ቦታን ደስ ስለ ዝበለኒ ዝሰኣልኩዎ ስእልታት እዩ ነይሩ። ተዘዋዊረ ስኢለ ምስ ወዳእኩ ንስድራይ ምስ ኣርኣኹዎም፡ ናይ ብሓቂ ተሓጒሶም ኣድኒቖምኒ። “ከማኻ ሰኣላይ የለን። ልክዕ ከምዞም ናይ ቴለቪዥን ሰኣልቲ ኣምሲልካዮ” ክብሉኒ ጀሚሮም። ኣብቲ እዋን’ቲ ወዲ 18 ዓመት እየ ነይረ። እዚ፡ እቲ ናይ ፈለማ ተመኩሮ ስእለይ እዩ ነይሩ። እዚ ድማ ልዑል ምትብባዕ ኣሕዲሩለይ። - ሳርዴላ፡ ምኩር ሰኣላይ ከም ምዃንካ መጠን፡ ዝሰኣልካየን ፊልምታት ሃገርና ብዓል መን እየን፧ ክንደይ’ሞ ክበሃል’ዩ ልዕሊ 100 ፊልምታት ስኢለ እየ። ሕጂ ክዝክረን ኣይክእልን እየ። ካብ ዓዲ ጣልያን ምጽእ ምስ በልና ዝሰኣልናያ ስራሕ ፊልም ኣይኰነትን ነይራ። “ወግዒ ሱሳታት” እትብል ናይ መምህር ሰሎሞን ኮሜድያዊት ስራሕ’ያ ነይራ። ንዓኣ መበገሲ ብምግባር ድማ፡ ብቪድዮ ካሴት ተሓቲሙ ኣብ ምሉእ ዓለም ተሸይጡ ማለት እዩ። እቲ ስራሕ ብዙሕ ጽቡቕ ዝዀነ ግብረ መልሲታት ረኺቡ። ደሓር “እዚ ከነማዕብሎ ኣለና፡ ናብ ፊልም ገጽና ክንከይድ ኣለና” ተባሂሉ። “ደሓን ኩኒ እንዳፍራስ” እትብል ድርሰት ኣብ ኢደይ መጺኣ። ነታ ድርሰት ኣንብባ ምስ ተባሃልኩ፡ ናብ ሽንቲ ቤት ክሸይን ምስ ከድኩ ጀሚረያስ ከይተረደኣኒ፡ ኣብታ ሽንቲ ቤት ኣንቢበ ወዲአያ። ሽዓ ኣብኣ እንከለኹ፡ “እዚኣስ ክትስራሕ ኣለዋ” ዝብል መንፈስ ረቢሹኒ። እቲ ውሳነ ኣብ ሽንቲ ቤት ዝተወስደ ውሳነ እዩ። ብድሕሪ’ዚ ምስቶም ብጾተይ ኰይንና ምስ ተዘራረብና፡ “ያላ ትሰራሕ” ዝብል ናይ ነፍሲ- ወከፍ መንፈስ መጺኡ። “ብኸመይ’ሞ ትሰራሕ ገንዘብ ከድሊ እዩ። ዋላ ገንዘብ ካብ ገለ ክንደሊ ኢና” ተባሂሉ፡ ምስቶም ተዋሳእቲ ተራኺብና። እቲ ገንዘብ ክንደይ ከም ዘድሊ ተረዳዲእና። መዋሊ ናይቲ ገንዘብ ማለት ኣፍራዪ (ፕሮዲሰር) ክርክብ ከም ዘለዎ። “እቲ ዝወሃበና ባጀት ንመስርሒ ናይታ ፊልም ይኸውን። ኩሉ ሰብ ድማ፡ እቲ ስራሕ ምስ ተወደአ ይኽፈል” ዝብል ርድኢት ሒዝና ተበጊስና። ኣብቲ እዋን’ቲ ፊልም ሰሪሕካ ክትዝርግሖ ዝኣምነካ ሰብ’ውን ኣይነበረን። ዝረኸበካ ሰብ፡ “ንስኹምስ ብኸመይ ዓቕሚን፡ ኣገባብን ኢኹም ፊልም ዝኣክል ክትሰርሑ” እዩ ዝበለካ። - ስለምንታይ እዩ ሰብ ከምኡ ዝብል ነይሩ ኣብቲ እዋን፧ ኣብቲ እዋን ምስራሕ ፊልም ልሙድ ስለ ዘይነበረ፡ ብዓብይኡ’ውን እታ ስራሕ ናይ ውግእን ምቕታልን ነገራት ስለ ዝነበራ ዘይሕኰር እምባ ኰይኑ እዩ ዝስምዖ ነይሩ። እቲ ታሪኽ ወይ ዛንታ ናይ’ቲ ፊልም ንመግዛእቲ ስርዓት ደርግ ዝገልጽ’ዩ ነይሩ። - እሞ እንታይ ደኣ ገበርኩም፧ “ትም ኢልኩም ጥራሕ ስርሑ፡ ንዝዀነ ሰብ ኣይትስምዑ” ተባሂሉ ተሰሪሓ። ምስ ተወደአት፡ መመረቕታ ገይርናላ። ኣብ ካዛ ዴልኢታልያኖ ንኹሎም ላዕለዎት ሰበ- ስልጣን ሚኒስተራት ሃገርና ዓዲምናዮም። ቅድሚ ዝዀነ ሓፋሽ ምስ ረኣዩዋ፡ ኣዝዮም ተደኒቖም። “እዚስ ብዘይ ሓገዝ ናይ መንግስቲ ሰሪሕኩሞ፡ መንግስቲ እንተ ዝሕግዘኩም ደኣ እንታይ ዓይነት ስራሕ ምሰራሕኩም ማለት እዩ” ተባሂልና። ብድሕሪ’ዚ ኣብ ዝኽርን ቅንያትን ስርሒት ፈንቅል ንመጀመታ እዋን፡ ብፕሮጀክተር ከነርእያ ተባሂሉ ናብ ባጽዕ ከይድና። - ሃየ! “ናይ ደረፍቲ ፕሮግራም እናሃለወ ደኣ ንዓና ፊልም መን ክርእየልና” ኢልና ዝተሰከፍና፡ ህዝቢ ባጽዕ ግምጥል ኢሉ ነታ ፊልም ክርኢ መጺኡ። ባሩድ - 77 ንመጀመርታ እዋን ዝተረኣየትላ ግዜ ማለት እዩ። ኣነ ብሓጐስ ንብዓት ብንብዓት ኰይነ። ከምቲ ዝበልኩኻ መጽሓፍ “ደሓን ኵኒ እንዳፍራስ” እያ ነይራ እታ ድርሰት፡ ባሩድ-77 ብተመስገን ትኩእ ተጻሒፋ ናብ ፊልም ዝረዓመት እያ። ኣብቲ መጽሓፍ ዘየለ’ውን፡ ብዙሕ ነገራት ወሲኽናሉ ኢና። እዚ ርዱእ ነገር እዩ። ነቲ ህዝቢ ናብቲ ዝነበረ መሪር እዋን ክትመልሶ እንተ ዄንካ ከኣ፡ በቲ ልክዕ ስእሊ ክትህቦ ኣለካ። #Eritrea ይቕጽል..
183
2
225
5,220
#Eritrea’s Coveted Geopolitical Location and Irreplaceable Strategic Role in the Red Sea and the Horn of Africa Research and Documentation Division Ministry of Foreign Affairs 29 October 2026 *"...Eritrea’s geopolitical significance and strategic role is deeply rooted in its geography, history, and the resilience of its people and statehood. From the earliest human migrations and the development of ancient civilizations to the emergence of the modern international system, the territory of present-day Eritrea has occupied an important position at the crossroads of Africa, the Middle East, and the wider world. Its strategic importance, already considerable in antiquity (part of this history is covered in the book ‘Periplus of the Erythraean Sea’), has assumed even greater significance in the modern era...". *"...For countries such as Eritrea, the central challenge is to safeguard sovereignty and national security while navigating an increasingly contested geopolitical environment. The ability to withstand external pressure and maintain an independent foreign policy is consequently a significant dimension of the country’s regional position". *"...Against this background, Eritrea’s self-reliant stance; independent foreign policy; resistance to alien/colonial occupation, sanctions and external pressures are important elements in understanding its contemporary geopolitical posture. The country’s political trajectory has been shaped by a determination to defend its sovereignty and preserve its independence under difficult regional and international circumstances". *"...Eritrea’s contribution to regional stability must therefore be assessed in terms of both its strategic position and its conduct. Its constructive engagement with neighboring countries, solidarity with countries and peoples facing complex nation building challenges, support for peaceful settlement of disputes, respect for sovereignty and territorial integrity, and opposition to destabilizing external interference all contribute to a more secure regional environment". shabait.com/2026/10/29/eritr…
1
816
19
828
25,068
Sputnik Africa Interview with President Isaias Afwerki "Respect for sovereignty and territorial integrity are foundational pillars of international law and the global order (past or future)... these are the basis of bilateral and multilateral ties... Partnership cannot conceivably be nurtured when these fundamentals are violated and infringed upon. SOVEREIGNITY IS THE NAME OF THE GAME!"
2
1,634
40
1,808
54,190
Filmona Teklay retweeted
የኣቢይን እከይ ሴራ ያደበየ እርምጃ ኣቢይ ኣሕመድ ሳይጋበዝ ወደኬንያ ሄዶ ቤተክርስትያን ኣንደገባ ውሻ ተንቋሾ ከተመለሰ በኋላ በቀጥታ ያመራው ወደ ጎንደር ነበር። “ግድብ ለመመረቅ” በሚል ሽፋን ወደ ጎንደር ያደረገው ጉዞ፡ በኬንያ የደረሰበትን ውርደት ለማደብዘዝ፡ እንዲሁም በቀጣይ እንደሚያደርገው የጎንደር ሕዝብ ብቸኛ ተቆርቋሪ በመምሰል፡ የኣማራን ሕዝብ ለመከፋፈል የዘየደው መሰሪ ሴራ መሆኑ ከጥቂት እበላባይ ኣደግዳጊዎቹ በቀር ከማንም የተደበቀ ኣልነበረም። “መገጭ” ተብሎ የሚታወቀው ግድብ ለጎንደር የመጠጥ ውሃ ኣቅርቦትና ለመስኖ ያገለግላል ተብሎ የተጀመረ ሲሆን ፡ ግድቡ ሳያልቅና መሰረታዊ የሆነ ትሕተ መዋቅር ሳይሰራለት ነው፥ ቀደም ሲል ለተጠቀሰው እከይ ሴራው ኣቢይ ኣሕመድ መረቀው የተባለው። ምረቃው ተካሄደ በተባለበት ማግስት በጎንደርና በጎጃም የሚንቀሳቀሱ የፋኖ እዞች በጋራ በኣቢይ ኣሕመድ ሰራዊት ላይ የወሰዱት የማጥቃት እርምጃ ኣቢይ ኣሕመድ ያሰበውን የከፋፍለህ ግዛ ሴራ ኣደባይቶታለ። ለኣማራ ሕዝብ ልዕልና በተሰዋው በሻለቃ ተመስገን ኣብርሃ ስም በተሰየመው የፋኖ እዞች የማጥቃት ዘመቻ በደቡብ ጎንደር በበርካታ ከተማዎች ከፍተኛ ድል ተመዝግቧል። በዚህ የተቀናጀ የማጥቃት እርምጃ የፋኖ ታጋዮች የወረዳ ከተሞችና፡ በርካታ ወታደራዊ ምሽጎችን መቆጣጠራቸው ታውቋል። በዚህ በጎንደርና በጎጃም የሚንቀሳቀሱት የፋኖ እዞች በገላውዲዎስ፡ በኣርብ ገበያ፥በእምበሳሜ፡በግንዳ ጠመምና ልጫ፡በደራ ሓሙሲት በመካነ ኢየሱስ፡በክምር ድንጋይ፡ በኣዲስ ዘመን፡ በንፋስ መውጫ ከተሞች ላይ በወሰዷቸው የተቀናጁ የማጥቃት እርምጃዎች በብልጽግና ዘረፈጅ ሰራዊት ላይ ከፍተኛ ሰብዓዊና ቁሳዊ ጉዳት በማድረስ፡ ኣብዛኛዎቹን ከተማዎች ተቆጣጥረዋል። በነዚህ ፍልሚያዎች የተለያየ ማእረግ ያላቸው ወታደራዊ መኮንኖች የሚገኙባቸው ኣማእት የጠላት ወታደሮች ከስራ ውጭ የሆኑበት፡ ትልልቅ ምሽጎች የተሰበሩበት፥ በርካታ ከባድ መሳርያዎች፡ ከ400 በላይ ካላሽንኮቭ ፡ የሚገኙባቸው ልዩ ልዩ የቡድንና የነፍስ ወከፍ የጦር መሳርያዎች በኣኣላፍ ከሚቆጠር ተተኳሾች ጋር፡ ራሽን ፡ ወታደራዊ ኣልባሳት ልዩ ልዩ ትጥቅ የጫኑ ተሽከርካሪዎች፡ የመገናኛ ሬድዮኖች በፋኖ ሰራዊት ቁጥጥር ስር የገቡበት፡ በርካታ መንገዶች ለብልጽግናው ሰራዊት እንቅስቃሴ የተዘጉበት ኣንጸባራቂ ድል ተመዝግቧል። በብልጽግና ተብዪው ሰራዊት ላይ ከደረሰው ሰብዓዊና ቁሳዊ ጉዳት ባሻገር ትልቁና ኣንጸባራቂው ድል በጎጃምና በጎንደር የሚንቀሳቀሱት የፋኖ እዞች በጋራ እንዳይቆሙ ብሎም የኣማራን ሕዝብ ለመከፋፈል በኣቢይ ኣሕመድና በኣክታ ተቀባዮቹ ብዙ ሚልዮን ብር ተበጅቶለት በቀጣይ ሲሰራ የቆየው ሴራ መበጣጠሱ ነው። የፋኖ ሰራዊት በሌሎች ግንባሮችም በተካሄዱ ቀጣይ የጸረማጥቃትና የማጥቃት እርምጃዎች የኣገዛዙን የውጊያና ፖለቲካዊ መዋቅሮች በመበጣጠስ ታሪካዊ ድል ማስበዝገቡን ቀጥሏል። በምስራቅ ግንባር ሰሜን ወሎ በመቂት ወረዳ ከደብረዘቢት እስከ ኣግሪት ጫፍ ባደረጉት ተጋድሎ፡ በርካታ የጠላት ወታደሮችን ሟች ቁስለኛ ምርኮኛ በማድረግ የተጠቀሱትን ቦታዎች በቁጥጥራቸው ስር ኣስገብተዋል። በምዕራብ ግንባር የብልጽግና ተብዪው ስርዓት ኣደግዳጊዎች ሕዝብን ኣስገድደው ለማድረግ ያሰቡት ሰላማዊ ሰልፍ በፋኖ ታጋዮች ጥቃት ሲከሽፍ፥ ከፍኖተ ሰላም ወደ ደራ ይጓዝ የነበረው የጠላት ሓይል የፋኖ ብርቱ ምት ኣርፎበት ተደምስሷል፡፡ በደቡብ ግንባር በሸዋ በሳሲት ቀጠና በሶስት ኣቅጣጫዎች የተንቀሳቀሰው ዘረፈጅ ሰራዊት በፋኖ ታጋዮች ተመክቶ ሟችና ቁስለኛውን ኣዝረክርኮ ወደ ሰላ ድንጋይ እንዲፈረጥጥ ተደርጓል። ይህ በእንዲህ እንዳለ በንጹሓን ደም የጨቀየውን የኣቢይ ኣሕመድ ስርዓት ዕድሜ ለማራዘም መሞት፥ ርካሽ ሞት መሆኑን የተረዱ በርካታ የመከላከያ ፥ የሚሊሻና የኣድማ ብተና ኣባላት ከነሙሉ ትጥቃቸው ከተለያየ ቦታዎች እያመለጡ እጃቸውን በሰላም ለፋኖ በመስጠት ላይ መሆናቸው ታውቋል። ተክሌ በርሄ
2
99
104
1,143
Filmona Teklay retweeted
The spirit of #Eritrea. Our very own SU-35. ##EritreaPreavails
69
495
18
660
39,020
Sputnik Africa Interview with President Isaias Afwerki Healthy global order must discard "zero-sum" paradigm for cultivation of meaningful ties of cooperation. xitter.gq/sputnik_africa/status/…
📌 EXCLUSIVE | Strategic Russia-Africa partnership requires overcoming adversarial blocks: Eritrean president The new action plan must go beyond minor adjustments, Isaias Afwerki told Sputnik Africa on the sidelines of the Russia-Africa Summit. 👉 He emphasized the strategic seriousness of the partnership for both African nations and Russia.
1,103
20
1,175
16,309
ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኤርትራ ብመንጽር ሰነዳት ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኽ ዓለምና፡ ንልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ጎረቤት ሃገር ኣፍልጦ ዝህብ፡ ብብዝሒ ወግዓዊ ሰነዳት ዝፈረመት እንተላ ኢትዮጵያ ክትከውን ትኽእል’ያ - ዝያዳ መጽናዕቲ ይሓትት። ገዛእቲ ኢትዮጵያ ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኤርትራ ብምቕባል ካብ ዝፈረሙዎ ሰነዳትን ዘሕለፉዎ ውሳነታትን ዝሃቡዎ መግለጺታትን እስከ ፍሩይ ኣብነታት ክንጠቅስ፥ 1) ኤርትራ ከም ሃገር ቅድሚ ምቛማ፡ ወደብ ባጽዕ ኣብ ትሕቲ ግብጺ እንከላ፡ ንጉስ ኣቢሲንያ ሃጸይ ዮሃንስ 4ይ፣ ንግዳዊ ኣቚሕን ኣጽዋርን ብወደብ ባጽዕ ከእቱ፡ ምስ ብሪጣንያ ብ3 ሰነ 1884፡ ‘ውዕል ሀወት’ ተባሂሉ ዝፍለጥ ሰነድ ፈሪሙ። ባጽዕ ናይ ኣቢሲንያ ከምዘይኮነት ዘመልክት ሰነድ። 2) ብ25 መጋቢት 1889 ሃጸይ ምነሊክ ንጉሰ ነገስት ኣቢሲንያ ምዃኑ ኣዊጁ። ድሕሪ ወርሕን ሰሙንን ብ2 ግንቦት 1889 ከኣ፡ ከበሳን ገማግም ባሕርን ናይ ሎሚ ኤርትራ፡ ግዝኣት ኢጣልያ ምዃኑ ብምቕባል “ውዕል ውጫለ” ከቲሙ። 3) 26 ጥቅምቲ 1996 - ድሕሪ ውግእ ዓድዋ፥ ምነሊክ ክንዮ መረብ-በለሳ-ሙና ዘሎ መሬትን ባሕርን ናይ ሎሚ ኤርትራ፡ ግዝኣት ኢጣልያ ምዃኑ ዝቕበል ንውዕል ውጫለ ዝተክአ “ውዕል ኣዲስ ኣበባ” ፈሪሙ። 4) 10 ሓምለ 1900፥ መረብ-በለሳ- ሙና ዶብ ኢጣልያዊ ግዝኣት ኤርትራን ኣቢሲንያን ምዃኑ ዘነጽር ካልኣይ ሰነድ ተፈሪሙ። 5) 15 ግንቦት 1902፥ ኣብ መንጎ’ታ ግዝኣት ብሪጣንያ ዝነበረት ሱዳን፡ ግዝኣት ጣልያን ኤርትራን ግዝኣት ምነሊክ ኣቢሲንያን ዘሎ ዶባት (ዶባት ምዕራብ ኤርትራ) ዘነጽር ውዕል ተፈሪሙ። 6) 16 ግንቦት 1908፥ ብምብራቕ ኣብ መንጽር ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዘሎ ነዊሕ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክሳብ ግዝኣት ፈረንሳዊት ሶማሊላንድ (ጅቡቲ) ዘነጽር ሰነድ፡ ኣብ መንጎ ምነሊክን ጣልያንን ተፈሪሙ። 7) 2 ታሕሳስ 1952፥ ሕቡራት ሃገራት ብውሳነ 390 (A)V ኤርትራ ብፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ክትቁረን ወሲኑ። እዚ ውሳነ’ዚ፡ እቲ ፍሉጥ ኣህጉራዊ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምዘለዎ ዕቁብ ምዃኑ ዘነጽር ኮይኑ፡ ኢትዮጵያ ተቐቢላ ፈሪማትሉ። 8) 11 ነሓሰ 1952፥ ሃጸይ ሃይለስላሰ ብባይቶ ኤርትራ ዝጸደቐ ህንጻ መንግስቲ (ቅዋም) ኤርትራ ብወግዒ ተቐቢሉ ፈሪሙሉ። እቲ ቅዋም፡ ኤርትራ ነቲ ብመግዛእቲ ዝተሓንጸጸ ዶባታ ሓልያ ፡ ምስ ኢትዮጵያ ብውዕል ፈደረሽን እትነባበር፡ ርእሰ ምምሕዳራዊት ኣካል ምዃና ዘነጽር እዩ። 9) 14 ሕዳር 1962፥ ባይቶ ኤርትራ ንፈደረሽን ከፍርሶ ድሕሪ ምስግዳዱ፡ ሃጸይ ሃይለስላሰ፡ እታ ግዝኣት ጣልያን ዝነበረት ኤርትራ፡ መበል 14 ክፍለ ሃገር ኢትዮጵያ ክትከውን ወሲኑ። ዶባታ ግን ከይተተንከፈ ከምዘለዎ ተዓቂቡ ከምዝቕጽል ገይሩ። 10) 16 ግንቦት 1976፥ ስርዓት ደርግ፡ ኤርትራ እቲ ፍሉጥ መግዛእታዊ ዶባታ ተሓልዩ፡ መሰል ርእሰ ምምሕዳር ክወሃባ (ራስ ገዝ) 9 ነጥቢታት ዝሓዘ፡ ብሰውራ ኤርትራ ተቐባልነት ዘይረኸበ እማመ ሰላም ኣቕሪቡ። 11) 27 ሚያዝያ 1993፥ ውጽኢት ረፈረንዱም ምስ ተኣወጀ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ እቲ ረፈረንደም ቅኑዕን ፍትሓዊን ምዃኑ ብምእማን ከምዝቕበሎ ኣፍሊጡ። 12) 4 ግንቦት 1993፥ መሰጋገሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ፡ ብመሰረት ፍሉጥ ኣህጉራዊ ዶባታ፡ ኣፍልጦ ከም ዝህቦ ወግዓዊ መግለጺ ኣውጺኡ። 13) 30 ሓምለ 1993፥ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኤርትራን መሰጋገሪ መንግስቲ ኢትዮጵያን ስምምዕ ሰላምን ምትሕብባርን ኣዲስ ኣበባ ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕ፡ ኣብ መንጎ ክልተ ልኡላውያን ሃገራት ዝተፈጸመ ኮይኑ፡ ኢትዮጵያ ናጻ ተጠቃሚት ወደባት ባጽዕን ዓሰብን ክትከውን ዘፍቅድ ነበረ። 14) 12 ታሕሳስ 2000፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብመሰረት መግዛእታዊ ውዕላት 1900፣ 1902፣ 1908፣ ናይ መወዳእታን ቀያድን ብይን ክወሃቦን ዳግም ክሕንጸጽን ክምልከትን፡ ስምምዕ ኣልጀርስ ፈሪሙ። 15) 13 ሚያዝያ 2002፥ ኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብይኑ ሂቡ። ብኡ ንብኡ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ሃገሩ ከም ዝተዓወተተን ነቲ ብይን ብሓጎስ ከም እትቕበሎን ብማዕከናት ዜና ሃገሩ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ዓለምን ኣፍሊጡ። 16) 4 ሕዳር 2004፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንብይን ኮምሽን ዶብ ነጺጉዎ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ነቲ ውሳነ ብመትከል ከም እተቐበሎ ብወግዒ ኣፍሊጡ፣ ትግባረኡ ንምስላጥ ድማ ብዓል 5 ነጥቢ እማመ ኣቕሪቡ። 17) ሕዳር 2007፥ ኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ነቲ ልዕሊ 1000 ኪ.ሜ. ዝንውሓቱ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብማንዛ ምምልካት፡ ብጂኦግራፊያዊ መራኸቢ ነጥቢታት (Coo­ordinates) እንተላይ ኣዕኑድ ዝትከለሉ ደቂቕ ዝርዝራት ኣነጺሩ 45 ካርታታት ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣረኪቡዎ። ንመንግስቲ ኤርትራን ሕቡራት ሃገራትን እውን ብተመሳሳሊ። 18) 9 ሓምለ 2018፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ብዘይ ዝኾነ ቅድመ ኩነት ከም እትቐበሎ ዘነጽር “ኣዋጅ ሰላምን ምሕዝነትን ኣስመራ” ከቲሙ። 19) 16 መስከረም 2018፥ እቲ ኣብ ኣስመራ ዝተፈረመ ስምምዕ ኣህጉራዊ ሚዛን ንክህልዎ እንደገና ኣብ ስዑዲ ዓረብ፡ ንጉስ ቢን ዓብደልዓዚዝን ወራስ ዓራት መሓመድ ቢን ሳልማንን፡ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝን ዋና ጸሓፊ ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋቂን፡ ከምኡ’ውን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ሸኽ ዓብዱላሂ ቢን ዛይድ ኣናህያን ኣብ ዝተረኽብሉ ዳግም ተፈሪሙ። 20) 2 ሕዳር 2022፥ ውዕል ፕሪቶርያ፡ ዓንቀጽ 8፡ ኣብ ኣህጉራዊ ዶብ ሰራዊት ናይ ምስፋርን ዶብ ናይ ምሕላውን ሓላፍነት ዘለዎ፡ ፈደራላዊ መንግስቲ ጥራይ ምዃኑ ኣነጺሩ። እዚ ዓንቀጽ’ዚ ኣብቲ ውዕል ዝኣተወሉ ምኽንያት፡ ውዕል ኣልጀርስ ተፈጻምነት ንክህልዎን ህወሓት ንኸይዕንቅጽን ተባሂሉ እዩ። ካልእ ዝርዝራት እውን ምውሳኽ ምተኻእለ። ኩሉ’ዚ ሰነዳት’ዚ ኣብ ከብሒ ቤተ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኣብ ኩሉ ህዝባዊ መወከሲታትን ዝርከብ እዩ። ገዛእቲ ኢትዮጵያ እምበኣር፡ ንልዕሊ 100 ዓመት ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኤርትራ ዝቕበል ብዙሕ ሰነዳት እናፈረሙ እዮም መጺኦም። እቲ ጸገም ዝፈረሙዎ ዘየኸብሩን ተተመሊሶም ዝኽሕዱን ምዃኖም እዩ። ቦርድ ክፍሊ ጋዜጣ
320
5
308
4,787
ዜና ፍሉይ | ስትራተጂያዊ ሽርክነት ሩስያን ኣፍሪቃን፡ ኣንጻራዊ ምሕዝነታት ምስጋር የድሊ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ጎኒ ጉባኤ ሩስያን ኣፍሪቃን ምስ Sputnik Africa ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መሕትት፡ ሓድሽ መደብ ተግባር ካብ ንኣሽቱ ምምሕያሻት ሓሊፉ፡ መሰረታዊ ለውጢ ከም ዘድልዮ ገሊጹ። 👉 ፕረዚደንት፡ እዚ ሽርክነት እዚ ንኣፍሪቃውያን ሃገራትን ንሩስያን ብስትራተጂያዊ ደረጃ ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑ ኣጉሊሑ። ቀንዲ መልእኽቲ፦ ሽርክነት ሩስያን ኣፍሪቃን ኣብ ዝተሓላለኸ ዓለማዊ ፖለቲካዊ ኩነታት፡ ካብ ንኣሽቱ ምምሕያሻት ሓሊፉ ዝዓሞቐ ስትራተጂያዊ ስጉምቲ ክወስድ ከም ዘለዎ ዘመልክት እዩ።
7
272
2
290
2,269
Potemkin Party minions and war mongers seem unduly exhilarated by the purchase of 12 Su-35 jet fighters from Russia. They believe, in the ominous words of their leaders, that this will indeed enhance the regime's capability for its "pre-emptive" war of aggression; oblivious to the legal and security quagmire that this will entail and the lessons from yesterday's history. The Potemkin Party has indulged in a massive weapons purchase spree for a long time now as the link below demonstrates. But massive re-armament will neither advance the PP's declared agenda of regional destabilization nor alleviate the dire sufferings of almost 70% of the Ethiopian population who live under abject poverty, classified as "multidimensionally poor" in accordance with standard economic metrics. The country is also suffering from mushrooming internal chaos and spiraling strife - the upheaval in Moyale is the latest in the string of entrenched inter-communal conflicts - which stem from a dysfunctional governance architecture. The Potemkin Party has got all its priorities wrong and, by all accounts, it will neither listen to the voices of reason nor retreat from the perilous path that it has chosen to tread. xitter.gq/AfriMEOSINT/status/211…
Suspicious UAE cargo airlift to Ethiopia 🇪🇹 continues. Vise Air Il-76TD aircraft (reg. 7Q-VZZ) departed Al Reef Airbase 🇦🇪. Vise Air Il-76TD aircraft (reg. 7Q-VAF) departed Al Reef Airbase 🇦🇪. Batot Air Il-76TD aircraft (reg. XT-ABL) departed Al Ain 🇦🇪.
5
1,276
61
1,317
74,479
Filmona Teklay retweeted
ETHIOPIA ― Nearly 50% of Oromos are believed to be Muslims, yet Orthodox Christians continue to face targeted massacres, particularly in Arsi Zone, allegedly at the hands of Muslim extremists. Jawar Mohammed, once a prominent opposition figure and now an ally of Abiy Ahmed, once made a chilling statement about his predominantly Muslim Oromo region, claiming that 99% of its population are Muslim and there, no one dares to speak out because we will chop their heads off with a machete. That statement, if accurately quoted and understood in its original context, may offer insight into the conditions that have allowed recurring violence against Orthodox Christians to persist in parts of Oromia.
15
420
22
446
11,181
Filmona Teklay retweeted
Under the SFLP TCP, @FAOEritrea & MMR🇪🇷conducted visits to key fisheries facilities, enterprises&community initiatives to assess needs&identify targeted interventions for stronger #Fisheries value chains, enhanced quality standards&more resilient #SustainableLivelihoods. #Eritrea
1
117
3
146
2,794
ገዳይ @AbiyAhmedAli
የሆነ ነገር በቃ ልክ አይደለም። ኢትዮጵያ በጽኑ ታማለች። ይሄ እየሆነ እኛ ምን እያደረግን ነው? እንደተለመደው ወጥተን እየገባን? ምግብ እየበላን ውሃ እየጠጣን? ህይወት ቀጥላለች ማለት ነው? ምንም እንዳልተፈጠረ የዘውትር ተግባራችንን ቀጥለነዋል? እውነት ምን ነካን? የብልጽግና ደጋፊዎች፥ እዚህ መንደር እየመጣችሁ ይህን ግፍ ምክንያት የምታለብሱ ጨካኞች፥ ሁላችሁም ነገ ትጠየቃለችሁ። ይሄም ጊዜ ያልፋል።
16
16
292
Filmona Teklay retweeted
‘ብልጽግና’፡ ኣሳፊሕካ ሞት፡ ተዀርሚኻ ሞት እቲ ነገር ገና’ዩ ዘሎ። ትግራይ ዝተሓወሶ ኲናት ካብ ዝጅምር ወርሒ’ኳ ኣይመልአን። ኣንፈቱ ግን ድሮ ይቀላቐል ኣሎ። ውጥን "ብልጽግናን" ጐይተቱን፣ ቅድም ኣምሓራን ትግራይን ስዒርካ ምንብርካኽ፣ ደሓር ዓሰብ ምሓዝን ኤርትራ ከም ሃገር ምጥፋእን ኢዩ ኔሩ። ፋኖ ኣምሓራ ግን ኣሎ፣ ሰዊዱ’ኳ ደኣ። ኣብ መኸተ ሰለስተ ዓመት ፡ ዓርሞሸሽ ሰራዊት ሃኒጹ፡ ንሰራዊት "ብልጽግና" የማህምኖ ኣሎ። ሰራዊት ትግራይ’ውን፡ ዋላ’ኳ ካብ ከተማታት ትግራይ እንተዝለቐ፡ ጸላኢ ድማ ተሃዊኹ ‘ሞይቱ’ዩ’ ኢሉ እንተኣወጀ፣ ምስ ሰቡን ዕጥቁን ሰፊሕ ደገፍ ናይቲ ገጽ "ብልጽግና"ን ዕሱባት ከደዓትን ክርኢ ዘይደሊ ህዝቢ ትግራይን፡ ኣሎ። ህዱእ ገምጋም ጌሩ፡ ዓቕሙ ዳግም እናወደበ ድማ ኣብ ትግራይ ፋሕ ንዝበለ ሰራዊት ጸላኢ ቀቢሩ፡ ስርዓት "ብልጽግና" ንምውዳቕ ተንቀሳቓሲ መኸተኡ ፈሊምዎስ ይስጒም ኣሎ። ፋኖን ሰራዊት ትግራይን ኩሎም ካልኦት ኣባላት "ኪዳን ንህልውና"ን- ብዓቢኡ ኦሮሞ፡ ከምኡ’ውን ዓፈር፡ ሶማል፡ ቤኒ ሻንጉል፡ ጉሙዝ- ሓባራዊ ወተሃደራውን ፖለቲካውን መኸተኦም የሕይሉ ከም ዘለዉ’ውን ክዝንጋዕ ኣይግባእን። ኣብዚ እዋን'ዚ፣ ሰራዊት ጸላኢ ካብ ሸዋ (ቀረባ ንኣዲስ ኣበባ) ክሳብ ዶባት ኤርትራ ተመጢጡ ተዘርጊሑ እናሃለወ፣ ኣብ ሱዳን ኣብ ጐኒ’ቲ ከምኡ ዕሱብ ኢማራት ዝዀነ "ዳዕም ሰሪዕ-ኣርኤስኤፍ" ኣንጻር ሰራዊት ሱዳን ይዋጋእ ኣሎ። ደገፍ ህዝቢ ኢትዮጵያ ካብ ዝሕረሞ ከኣ ነዊሕ ኰይኑ'ዩ። ምስ'ዚ ኹሉ ግድላቱ ግን፡ ምርጫ ጸላኢ ሕጂ’ውን ኲናት’ዩ። ቀንዲ ሕልሙን ድልየቱን ድማ ባሕርን መሬትን ኤርትራ ምጒባጥ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ኣንበርኪኽካ ምግዛእ። እዚ ድማ ሕጂ’ምበር፡ ካልእ ግዜ ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ፣ (‘ናው ኦር ነቨር’) ኢሉ ደምዲምዎ ኢዩ። ኤርትራ ንምውራር ብዝወሓደ ንሰለስተ ዓመት ክገብሮ ዝጸንሐ ምቅርራብ ሎሚ ኣብ ዶብና ምስ ተጸገዐ ክገድፎ ኣይኰነን። ገለ ሃገራት ኲናት ንኸይውላዕ ዘመሓላልፈኦ ዘለዋ መልእኽታት ክዓግቶ ኣይኰነን። ጐይቶቱ ኣብ ፍርቂ መገዲ ደው ክብል ከፍቅዱሉ ኣይኰኑን። ብተግባር ድማ፡ ኢማራት ውግሐ-ጸብሐ ኩሉ ዓይነት ኣጽዋር ትጓርተሉ ኣላ። እስራኤል መጋበርያኣ ምዃኑ ብወግዒ ኣዊጃ ትሕግዞ'ላ። ኣብ ፈቐዶ ዝቈጻጸሮ ከተማታትን ዓድታትን ኢትዮጵያ፡ ኣብ'ታ ሃገር ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ብዘይፈልጥ መጠን፡ መንእሰያት ዓይኒ’ብለይ ስኒ’ብለይ ይገፍፍ ኣሎ። ኣቐዲሙ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ስጉምቲ ከም ዝወስድ ንሕቡራት ሃገራት ብዕሊ ኣፍሊጡ ኔሩ’ዩ። ብቕድሚ ትማሊ ብትግርኛ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ ከኣ፡ እንተዘይተንበርኪኽኩም፡ “ሳዕቤኑ ኣዝዩ፡ ኣዝዩ፡ ኣዝዩ ሓደገኛ ክኸውን’ዩ” ብምባል፡ መደቡ ኣግሂዱ ኣሎ። ብኣተሓሳስባ ጸላኢ፡ እዚ ኩሉ ፈኪሩን ተማባጺዑን፡ ክሳብ ዓንቀሩ ዓጢቑን፡ ናብ ዶብና ቀሪቡን፣ ብግምቱ ንትግራይ ኣዳኺሙን፣ ብዝወሓደ ዓሰብ እንተዘይሒዙ፡ ኣኸለ’ዩ፡ ካልኣይ ዕድል ክህሉ ኣይኮነን፣ ኣብ ስልጣኑ ክቕጽል’ውን ኣይክእልን’ዩ። ንመራሒ "ብልጽግና" ኣብዚ በጺሕካ ደው ምባል ተዀርሚኻ ሞት ኢዩ። ስለዚ ድማ ብኹሉ ዘለዎ ዓቕሚ ክወርር’ዩ። ተራና፡ ንኹሉ እንተታት ድሉውነትና ምሕያል’ምበር ዘይምዝላቕ፣ ብሓያል መኸተና፡ ምዂርማይ ጥራይ ዘይኰነ ምስፋሕ’ውን፡ ንጸላኢ ሞት ከም ዝኸውን ምግባር ኢዩ። ንኽተት ንሃገራና ንምክልኻል። ንኽተት ጸላኢና ንምስዓር። ምስ ተሳዕረ፡ ሕቖኡ ምስ ተጐዘ ጥራይ’ዩ ሓደግኡ ዝቕንጠጥ።
127
2
138
1,629
President Isaias Afwerki arrives in Moscow President Isaias Afwerki arrived in Moscow this morning to participate in the Third Russia-Africa Summit, which will be held from 28 to 29 October. The Summit will focus on cooperation in the areas of the economy, investment, trade, energy, food security, agriculture and security. On the sidelines of the Summit, President Isaias will also meet with President Vladimir Putin to discuss the strengthening of bilateral ties and other matters of mutual importance. The Presidential delegation includes Mr. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs. The first Russia-Africa Summit was held in October 2019 in Sochi, while the second Summit was held in Saint Petersburg in July 2023 under the theme “For Peace, Security and Development.”
339
3
384
3,116
Filmona Teklay retweeted
Abiy Ahmed cannot guarantee the security of the most peaceful sections of his own population, let alone the security of foreign territories that do not fall under his administration. The killing of Ethiopian Orthodox Christians has become so normalised that it no longer makes headline news and never even appears in the nation’s government-owned media outlets. @_AfricanUnion @US_SrAdvisorAF @antonioguterres @BBCAfrica @StateDept @realDonaldTrump @RealCandaceO
At least 47 Orthodox Christians were killed in a late-night attack in Shirka Woreda, in Ethiopia’s Oromia Region, Borkena news reports. Armed groups surrounded farming families in their homes around 10:00 PM, blocked the exits, opened fire and set the houses on fire. Local sources told Borkena the attackers included local armed groups and others from the neighboring Bale Zone. Residents asked police to step in, but the outlet reports that officers did not act, saying they had no official orders. Families are now burying their dead among the ashes of their homes. Let us pray for an end to the persecution of Christians in Ethiopia. #EthiopiaNews #ChristianPersecution #OrthodoxChristians #ReligiousFreedom #PrayForEthiopia #shalomworldnews
13
399
2
431
5,582
🌍 Guests are arriving in Moscow for the Third Russia-Africa Summit! 🇷🇺 Russia has always stood for Africa’s freedom and decolonization, even in the toughest times. Our friendship is built on mutual respect and genuine cooperation. No European hysteria can stand in its way!
59
5
206
7,711
Filmona Teklay retweeted
The insanity of Abiy Ahmed continues unabated in a daily basis. Not content with the burning and fragmenting #Ethiopia, he is adamant to burn the Horn of #Africa . #NoMoreAbiy @US_SrAdvisorAF @antonioguterres @StateDept @mfa_russia @cgtnafrica @BBCWorld @trtafrika
Assab’s Stagnation, Eritrea’s Futile “Africa’s Singapore” Dream, and the Rogue TPLF’s Conspiracy with External Adversaries to Strip Ethiopia of Its Red Sea Coastline #Ethiopia #RedSea #GeopoliticalConspiracy Read more: fanamc.com/english/assabs-st…
11
272
4
278
3,552
🇪🇹🇪🇷 ሩስያ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝምድና ንምምሕያሽ ክትሕግዝ ድልውቲ እያ። ሰርጌይ ላቭሮቭ ትርጉም እቲ ዜና፦ ሩስያ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ዝምድና ንምምሕያሽን ዲፕሎማስያዊ ዝርርብ ንምትብባዕን እጃማ ክትጻወት ድልውቲ ምዃና ገሊጻ። ሩስያ፡ እተን ክልተ ሃገራት ፍቓደኛታት እንተኾይነን፡ ኣብ ሞስኮ ናይ ምይይጥ መድረኽ ክትከፍት ከም እትኽእል ኣፍሊጣ።@RussiaUN @mfa_russia
3
23
2
22
1,560
🌍🔥 AFRICA IS THE CONTINENT OF THE FUTURE! 🔥🌍 ኣፍሪቃ ናይ መጻኢ ዓለም ተስፋ፣ ሓይሊን ዕድላትን እያ! ✊🏿🌍� #Diplomacy #Eritrea #Russian
1
40
43
844