Samson Haile (@SHaile894) header
Samson Haile (@SHaile894) profile picture

ዕላማ'ዚ ፔይጅ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ምዕቃብን ምዂላዕን'ዩ።

Joined September 2024
ዋላ'ኳ ኤርትራ እንተዘይተዓወተት እዛ ዓሊ ሱሌማን ዘመዝገባ ጎል ግና ኣብ ዓበይቲ ሊጋት ኤውሮጳ ጥራይ ኢኻ ክትረኽባ ትኽእል። ከምዚ ዓይነት ኣብ ውሽጢ ሳንዱቕ ኣንጻር ጋንታ ብሞንጎ 3 ተጻወትቲ ሾሊኹ ብምሕላፍ ቀሊዑ ሸቶ'ዩ ዘእቱዋ ዘሎ።
1
45
80
673
ወዲ ኣቑርደት ፕሮፌሽናል ተጻዋታይ ሴም ኢዮብ ኣብርሃ ኣንጻር ጊኒ ግጥም ካልኣይ እግሪ ንምክያድ ካይሮ ኣብ ዝኣተወሉ ኣጋጣሚ ዝሃቦ ቃል፥
7
220
319
3,565
"C'est Erythrée qui nous enseigne maintenant Du football" - "ኤርትራ ኩዕሶ እግሪ ተስተምህረና'ላ" ሓደ ሚሊዮናት ስዓብቲ ዘለዉዎ ዓቢ ማዕከን ዜና ንግጥም ጊኒን ኤርትራን ብዝምልከት ዝጸሓፎ ኣርእስቲ እዩ። "ኣፍሪቃዊት ባርሴሎና" ክብል'ውን ሞጒሱዋ።
82
105
1,089
ሎሚ ሸቶ ዘመዝገበ እስማዒል ማኢል ሉንድግረን - ብ2001 ኣብ ሽወደን ተወሊዱ ዓብዩ። - ኣብ ምክፍፋል ይስለፍ። - ክሳብ 2025 ኣብ ላዕለዋይ ዲቪዝዮን ሽወደን ምስ ዲገርፎሽ ነይሩ። - ሎሚ ዓመት ምስ ራንሀይም፡ 1ይ ዲቪዝዮን ኖርወይ ተጸንቢሩ'ሎ።
1
74
112
1,177
16 ሕዳር ኤርትራ ከም ሎሚ እንተተጻዊታ ናይ ምዕዋት ሰፊሕ ተኽእሎ ኣለዋ። ብስፖርታዊ ቋንቋ ሎሚ 2 ብ 2 እየን ተፈላልየን! ኤርትራ ኣብ ቅድሚ ደገፍታ ምስ ጊኒ 1-2 ተፈላልያ። ኣብ 2ይ እግሪ ከኣ 1-0 ዓወት'ውን ከዋጽኣ'ዩ።
297
377
2,719
ወተሃደራውን ጸጥታውን ዕማማቱ ብትግሃትን ልዑል ሞያዊ ብቕዓትን ዘሰላስል፡ ብዛዕባ ዝዓጥቆ ዘመናዊ ኣጽዋር ንጃህራ ኢሉ ሚስጢራውነቱ ዘይዞሩን ክሊ ባሕሩ ጸጥታኡ ኣውሒሱ ጸጥታ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ምርግጋጽ ዝተሓጋገዝን ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ!
7
454
4
532
3,613
ኩሉ ዶል ወጠንየ!
9
228
332
2,181
ሃገር ልዕሊ ኹሉ ስለዝኾነት!
13
257
6
404
3,138
"ንሃገርካ ክትፈትዋ ካብ ዘይከኣልካ ኣይትጽልኣያ። ክተኽብራ ካብ ዘይከኣልካ ኣይተዋርዳ። ክትሕልዋ ካብ ዘይከኣልካ'ውን ኣይትበታትና። እዚ ብምግባርካ ታሪኽ'ኳ እንተዘይሰራሕካ ታሪኽ ግና ኣይተበላሹን።" ምኽሪ ሓርበኛ ወልደኣብ ወልደማርያም
6
159
4
224
2,402
ኤርትራዊት ኣደ - ዓንጋሊት፡ መካቲት፡ ደራኺት፡ ሓብሓቢትን ተሳታፊትን ቃልሲ ወለዶታት!!
3
118
1
185
1,575
ኤርትራ ኣህጉራዊ ሕጊ ንዝህባ ናይ ርእሰ-ምክልኻል መሰል ተጠቒማ ልዑል ናይ ምግባር ዓቕሚ ዘለዎ ውፉይን ዘመናውን ናይ ምድሪ፡ ባሕርን ኣየርን ሰራዊት ክትሃንጽ ዝበቕዐት፡ ወራር ናይ ምምካትን ዓጸፌታኡ ምምላስን ዓቕሚ ዘማዕበለት ተፈራሒት ሃገር'ያ።
1
164
3
257
3,759
ኣሰልጣኒ ኬንያ በኒ ማካርቲ ብዛዕባ ብቕዓት ሬድሲ ካመልስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ "ኤርትራ ኣንጻርና ብዘንጸባረቐቶ press ናይ ምግባር ብቕዓት፡ ጽንዓትን ፕሮፌሽናላዊ ድስፕሊንን ን/ኣፍሪቃን ጊኒን ኣደንዛዚ ስዕረት ክተቕምሰን ምሉእ ብቕዓት ኣለዋ" ኢሉ።
39
61
1,061
ሻምፕዮን ዓለም 2026 - እቲ ቀንዲ ዝድለ ሃገር ምጽዋዕ እዩ! ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብሉጽ ጸወታ ኣርእያ ክትነኣድ ውዒላ። ንህዝቢ ኤርትራ ኣሐቢንኩምዎ፥ ሃገር ኣብ ዓለማዊ ውድድር ኣጸዊዕኩም። እቲ ቀንዲ ዝድለ ከኣ ንሱ እዩ።
2
103
1
185
2,137
ሲቺልያ - ዳዊት ሰዓረ ኣብ 10 ኪ.ሜ ቀዳማይ ኣትዩ ተዓዋቲ ሻምፕዮን ዓለም ጽርግያ ውድድር 5ሽሕ ሜትሮ ኤርትራዊ ኣትሌት Dawit Seare ትማሊ ንዝኽሪ ፔፐ ግሬኮ ኣብ ሲቺልይስ - ጥልያን ዝተኻየደ ናይ 10 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ።
1
96
1
159
1,520
ዓሊ ሱሌማን ረቡዕ ኣብ ዓዱ! ኣብታ ፕሮፌሽናል ኮይኑ ዝጻወተላ ግብጺ ኣንጻር ደቡብ ኣፍሪቃ ዘካዪዶ ጸወታ ክኸስበሉ፡ ሸቶ ከመዝግብ ልዑል ዕድል ኣሎዎ። - ዓሊ ሸቶ ወይ ቀረብ ሸቶ - ኣብ ሓዲኡ ኣሎ። ትማሊ ንናሆም ነታባይ ኩዕሶ ዘቐበሎ ባዕሉ እዩ።
48
82
752
ሬድሲ ካመልስ ሎሚ ምሸት ንግብጺ ነቒላ! ትጉዕዝ ሓዲራ ጽባሕ ኣዕሪፋ ኣርፊዳ ድሕሪ ፋዱስ፡ናይ ምውህሃድ ልምምድ ክተካዪድ ምእንቲ። ዕለት 30 መስከረም ኣብ ካይሮ ጸወታ ኣሎዋ።
3
71
112
1,385
ክልተ ዓበይቲ ፍጻመታት ብሓንቲ ቅላዕ! ነቲ ናይ 5 ኪ.ሜ. ዓለማዊ ውድድር ክዕወተሉ ልዑል ግምት ተዋሂቡዎ ዝነበረን 2 ግዜ ዕዉት ኦሊምፒክስን ኖርዌጅያዊ ኣትለት ብድኻም፡ ዳዊት ሰዓረን ሳይመን ኣማኑኤልን ድማ ብሓጎስ ኣብ ባይታ ተሰጢሖም ይረኣዩ።
1
74
1
123
2,012
ሻምፕዮን ኣትለቲክስ - ኤርትራ 1ይትን 3ይትን ብምውጻእ ወርቂን ነሓስን መዳልያታት ሓፊሳ! ዳዊት ሰዓረ ኣብ ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም ኣብ 5000 ሜ. ወርቂ መዳልያ ብምዕዋት ታሪኽ ሰሪሑ። ወዲ ሃገሩ ኣማኑኤል ስዩም ከኣ 3ይ ብምእታው ነሓስ ተዓዊቱ።
3
130
3
232
1,876