Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) (@MEKETEN2) header
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) (@MEKETEN2) profile picture

#We are a strong, courageous people with honor and history🇪🇷 1961/1991🇪🇷 #መስመርና_ድርዕና🎤🇪🇷 ንቕሓትናብትብዓት🇪🇷 #ጽንዓትናዋሕስና2026🇪🇷 ስጉምና ንልምዓት🇪🇷

🇨🇭❤🇪🇷 swizerland
Joined May 2020
መገድኻ ጻዕዳ፡ እትረግጾ ለምለም ውዕለትካ ሓምላይ ቀለም ይግበሮ ጅግና ሓባ ዓጽሙ #ወዲኣፌ ብሰላም ወፊርካ እቶ ኣሜን። 🇪🇷👑🫶🇪🇷❤️✅ #Eritreahiglit #ForEver #ኩሉድሕሪሃገር🇪🇷
14
406
2
504
4,230
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
#Eritrea Foreign Minister Osman Saleh held a series of meetings, on the sidelines of the 6th Edition of the Aswan Forum, with * Ms. Annette Weber, EU Special Representative for the Horn of Africa; * Mr. Guang Cong, Special Envoy of UNSG for the HoA; * Mr. Pekka Haavisto, Personal Envoy of UNSG for Sudan; and, * Mr. Richard Crowder, UK Special Representative to Sudan. The talks broadly focused on current developments and trends in the Horn of Africa. MOI
3
261
2
286
1,439
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
ብሌን ዓይኒ ኤርትራ ምስ ጽባቀ ወደባት ባሕራ ❤️🇪🇷❤️
1
140
1
174
990
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
ኣብ ሃገራዊ በዓላት ኣዴታት ካብ ቁኖአን ጀሚርካ ክሳብ ኣለባብሳአን ንባህሊ ሃገር ከማዕርጋ ይረኣያ። ወዲተባዕታይ ግና ብመንጽሩ ባህላዊ ክዳን እንተወድዩ ከም ፍሉይ ይውሰድ። በዚ መዳይ እዞም ኣብ ፈስቲቫል ጂዳ ዝተሳእሉ ኣቦታት ኣብነታውያን'ዮም።
80
117
844
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
ነዛ ዘውዲ’ዚኣ ዝትንክያ ወይልኡ! Eritrea’s sovereignty was not granted by anyone; it was won through decades of struggle and immense sacrifice. Its land, sea and air are non-negotiable. Independence is irreversible, territorial integrity is inviolable, and national dignity is never up for bargaining. Sovereignty is not negotiable. #Eritrea
ነዛ ዘውዲ’ዚኣ ዝትንክያ ወይልኡ! *"...ኤርትራ፡ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ዘለዋ ናጻን ልኡላዊትን ሃገር’ያ። እዚ ድማ፡ ኣንጻር ገዛእትን ዓመጽትን ድሕሪ ዝተኻየደ ናይ ኣስታት 80 ዓመታት ቃልሲ – 30 ዓመታት ካብኡ ዕጥቃዊ ገድሊ – ዝተረጋገጸ፣ ኣብ መፋርቕ ዝሓለፈ ክፍለ-ዘመን ሃገራት ኣፍሪቃ ናጽነተን ክረኽባ ከለዋ፡ ብዓሎቚ ተነፊግዋ ዝጸንሐን ከቢድ መስዋእቲ ዝተኸፈሎን መሰረታዊ ሃገራውን ሰብኣውን መሰል’ዩ"። *"...ልኡላውነት፡ ብማንም ዘይትንከ ፍጹም ስለዝዀነ፡ ናጽነት፡ ልኡላውነትን፡ ግዝኣታዊ ሓድነትን ኤርትራ – መሬቱ፡ ባሕሩን፡ ሰማዩን - ቀይሕ መስመር’ዩ። 'እርማት ዝጽበ ታሪኻዊ ጌጋ' ዘይኰነ፡ ንታሪኻዊ ዓመጽ ብደም፡ ድምጽን ሕግን ዝኣረመ፣ ወለዶታት ተበራርዮም ረዚን ዋጋ ዝኸፈሉሉ – ዘየማጉትን ዘይግሃስን’ዩ"። *...ነዚ ኣድማሳውን ሕጋውን መርገጺ፡ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ – ኣብ ወርሒ ሓምለ 1991 ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ዝተኻየደን ኣህጉራዊ ዲፕሎማስያዊ ማሕበረሰብ ዝተረኽበሉን ምምስራት መሰጋገሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ - መመሊሱ ብዝዂላዕ ወርቃዊ ቃላት ብኣግኡ ኣነጺርዎ'ዩ"። shabait.com/2026/11/23/%e1%8…
5
100
120
997
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
They fight imaginary battles on social media, while the Eritrean army dances in defiance right in front of them. Yet these fools never stop barking. Keep going—you’re only embarrassing yourselves. 🇪🇷
5
106
154
2,054
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
Where are you going now? To finish off the enemy. But you’ve been shot. It’s nothing. Eritrean courage, the Eritrean fighting spirit. #EDF
5
127
1
158
2,613
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
2
111
129
567
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
بحثت مع وزيري خارجية السودان وإريتريا تعزيز التنسيق الثلاثي، وأكدنا دعم سيادة الدول ووحدتها، وأمن البحر الأحمر واستقراره. Discussed with Sudanese and Eritrean FMs stronger coordination, sovereignty, territorial integrity and Red Sea security.
47
271
16
534
13,066
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
The entire team, along with everyone involved in our efforts, has dedicated countless hours to improving performance across all departments and becoming a highly competitive force in our sport. From the beginning, we knew building a strong team would take time, effort, and strategic planning. With that in mind, we are developing a comprehensive plan for the upcoming World Cup qualifiers, with a roadmap spanning the next two to three years. Understanding our shortcomings is critical to our growth, and we are actively working to address them. Recently, our national team, known as the "Red Sea Camels," returned to competitive play and qualified for the group stage of the 2027 Africa Cup of Nations (AFCON) qualifiers, drawn into Group D and facing formidable opponents South Africa, Guinea, and co-host Kenya. Despite our enthusiasm, we recognise the challenges ahead. After a tough start and securing only 1 point from our first four matches—most notably a 3–1 defeat to Guinea on November 16, 2026—we understand that finishing at the top of our group is no longer feasible. Looking ahead, we will use the upcoming matches against Kenya and South Africa in March, along with a series of friendly matches, as crucial opportunities to refine our strategies and strengthen team cohesion ahead of the World Cup qualification games. These upcoming fixtures will be essential for assessing our development and ensuring we are in peak condition to take on the challenges that lie ahead. #ENFF #DiscoverEritrea
7
192
274
2,506
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
7
14
80
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
ነዛ ዘውዲ’ዚኣ ዝትንክያ ወይልኡ! ኤርትራ፡ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ዘለዋ ናጻን ልኡላዊትን ሃገር’ያ። እዚ ድማ፡ ኣንጻር ገዛእትን ዓመጽትን ድሕሪ ዝተኻየደ ናይ ኣስታት 80 ዓመታት ቃልሲ – 30 ዓመታት ካብኡ ዕጥቃዊ ገድሊ – ዝተረጋገጸ፣ ኣብ መፋርቕ ዝሓለፈ ክፍለ-ዘመን ሃገራት ኣፍሪቃ ናጽነተን ክረኽባ ከለዋ፡ ብዓሎቚ ተነፊግዋ ዝጸንሐን ከቢድ መስዋእቲ ዝተኸፈሎን መሰረታዊ ሃገራዊን ሰብኣዊን መሰል’ዩ። ንልኡላውነት ብዝምልከት፡ ኣህጉራዊ ሕጊ ብዘየሻሙ ቃላት’ዩ ኣነጺርዎ ዘሎ። ብመሰረት ቻርተር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዓንቀጽ 2(4)፡ ኣብ ልዕሊ ግዝኣታዊ ሓድነት ወይ ፖለቲካዊ ናጽነት ናይ ዝዀነት ትኹን ልኡላዊት ሃገር ዝግበር ምፍርራሕ ወይ ምጥቃም ሓይሊ፡ ውጉዝን ክልኩልን’ዩ። ኣፍሪቃዊ ሕብረት ዝቘመሉ ውዕል’ውን፡ መግዛእታዊ ዶባት ብጥብቂ ክኽበር ከምዘለዎ ብድሙቕ መስመር ኣስፊርዎ’ሎ። ልኡላውነት፡ ብማንም ዘይትንከ ፍጹም ስለዝዀነ፡ ናጽነት፡ ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኤርትራ – መሬቱ፡ ባሕሩን ሰማዩን፡ ቀይሕ መስመር’ዩ። “እርማት ዝጽበ ታሪኻዊ ጌጋ” ዘይኰነ፡ ንታሪኻዊ ዓመጽ ብደም፡ ድምጽን ሕግን ዝኣረመ፣ ወለዶታት ተበራርዮም ረዚን ዋጋ ዝኸፈሉሉ – ዘየማጉትን ዘይግሃስን’ዩ። ኤርትራ፡ ብ24 ግንቦት 1991 ብመስዋእቲ ደቃ’ያ ናጽነታ ተጐናጺፋ። ኣብ 1993 ብድሌታ ዝገበረቶ ረፈረንደም ድማ፡ ነቲ ብደም ዝተረጋገጸ መሰል – ኣብ ቅድሚ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ብዝካየድ ሕጋዊ ፖለቲካዊ መስርሕ መኸተምታ ንምግባር ደኣ’ምበር፡ ባርኾት ናይ ዝዀነ ይኹን ወገን – ኢትዮጵያ ይኹን ካልእ ስለዘድለያ ኣይነበረን። እዚ፡ ክወሓጥ ዘለዎ ጥረ ሓቂ’ዩ። ነዚ ኣድማሳውን ሕጋውን መርገጺ፡ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ – ኣብ ወርሒ ሓምለ 1991 ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ዝተኻየደን ኣህጉራዊ ዲፕሎማስያዊ ማሕበረሰብ ዝተረኽበሉን ምምስራት መሰጋገሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ መመሊሱ ብዝዂላዕ ወርቃዊ ቃላት ብኣግኡ ኣነጺርዎ’ዩ። ገለ “ልሂቃን” ኢና በሃልቲ ዕሱባት ብልጽግና፡ ሎሚ – ድሕሪ ልዕሊ 30 ዓመታት፡ ኣብ’ቲ እዋን’ቲ ንዝነበረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብ“ውዲት” እናወቐሱ ዘስምዕዎ ዘለዉ ጫውጫውታ እምበኣር፡ ትርጉም ዘይብሉ ንብዓት ሓርገጽ’ዩ። በዚ መሰረት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ስርዓት ብልጽግና፡ ልኡላዊ ግዝኣት ኤርትራ “ብውዲ ወይ ብግዲ” ንምሓዝ ዝገብሮ ዘሎ ታህዲድን ምንቅስቓሳትን፡ ንመትከላት ኣህጉራዊ ሕጊ ዝጻረር፡ ዘይሕጋውን ቅሉዕ ጥሕሰትን’ዩ። ንመስኮት ባሕሪ ምስ “ታሪኻዊ ምትእስሳር”፡ “ስትራተጂያዊ ኣገዳስነት”ን “ቊጠባዊ ረብሓታት”ን እናተኣሳሰርካ ንልኡላውነት ኤርትራ ዒላማ ጌርካ ዝደጋገም ኣሰልቻዊ ትረኻ’ውን፡ ካብ ወራር ዝፍለ ኣይኰነን። ሳዕቤኑ ድማ ከቢድ’ዩ። ኤርትራ፡ ንሰላም ወትሩ ድሉውቲ’ያ። ሰላም ንኹሉ ዘርብሕ ብጽሒት ከምዘለዋ ኣማእዝያ ስለእትፈልጥ። የግዳስ፡ ኣብ ልኡላውነታን ግዝኣታዊ ሓድነታን፡ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነት ሕድገት ወይ ልዝብ ከምዘይትገብር፡ ብዘየወላውል ቃላት ኣነጺራቶ’ያ። ተሃንዲዱ ንዘውዲ ልኡላውነታ ዝትንኪ ወይልኡ! ሓጻውኖምን ብዝሖምን ኣሚኖም – ንወራር ተሃንዲዶም ዝመጹ ቀዳሞት ኣበይ ከምዝኣተዉ፡ ሕሉፍ ታሪኽና እኹል መወከሲ’ዩ። shabait.com/2026/11/23/%e1%8…
3
177
1
196
982
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
Foreign Minister Osman Saleh held a series of meetings, on the sidelines of the 6th Edition of the Aswan Forum, with Ms. Annette Weber, EU Special Representative for the Horn of Africa; Mr. Guang Cong, Special Envoy of UNSG for the HoA; Mr. Pekka Haavisto, Personal Envoy of UNSG for Sudan; and, Mr. Richard Crowder, UK Special Representative to Sudan. The talks broadly focused on current developments and trends in the Horn of Africa.
934
18
984
21,336
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
ነዛ ዘውዲ’ዚኣ ዝትንክያ ወይልኡ! *"...ኤርትራ፡ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ዘለዋ ናጻን ልኡላዊትን ሃገር’ያ። እዚ ድማ፡ ኣንጻር ገዛእትን ዓመጽትን ድሕሪ ዝተኻየደ ናይ ኣስታት 80 ዓመታት ቃልሲ – 30 ዓመታት ካብኡ ዕጥቃዊ ገድሊ – ዝተረጋገጸ፣ ኣብ መፋርቕ ዝሓለፈ ክፍለ-ዘመን ሃገራት ኣፍሪቃ ናጽነተን ክረኽባ ከለዋ፡ ብዓሎቚ ተነፊግዋ ዝጸንሐን ከቢድ መስዋእቲ ዝተኸፈሎን መሰረታዊ ሃገራውን ሰብኣውን መሰል’ዩ"። *"...ልኡላውነት፡ ብማንም ዘይትንከ ፍጹም ስለዝዀነ፡ ናጽነት፡ ልኡላውነትን፡ ግዝኣታዊ ሓድነትን ኤርትራ – መሬቱ፡ ባሕሩን፡ ሰማዩን - ቀይሕ መስመር’ዩ። 'እርማት ዝጽበ ታሪኻዊ ጌጋ' ዘይኰነ፡ ንታሪኻዊ ዓመጽ ብደም፡ ድምጽን ሕግን ዝኣረመ፣ ወለዶታት ተበራርዮም ረዚን ዋጋ ዝኸፈሉሉ – ዘየማጉትን ዘይግሃስን’ዩ"። *...ነዚ ኣድማሳውን ሕጋውን መርገጺ፡ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ – ኣብ ወርሒ ሓምለ 1991 ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ዝተኻየደን ኣህጉራዊ ዲፕሎማስያዊ ማሕበረሰብ ዝተረኽበሉን ምምስራት መሰጋገሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ - መመሊሱ ብዝዂላዕ ወርቃዊ ቃላት ብኣግኡ ኣነጺርዎ'ዩ"። shabait.com/2026/11/23/%e1%8…
2
1,138
19
1,163
24,383
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
The attached news (link below) on UAE's massive weapons-airlift to Ethiopia has gone viral on social media over the weekend. (The airlifts for October were around 80, the highest monthly flights relative to the preceding months this year). The Horn of Africa does not need/deserve, and must not be plunged into, perennial wars. Sadly, the toxic mix of Potemkin Party's irredentist agendas as well as its pliant/surrogate role to do the bidding of external forces has become, and continues to be, the primary source of this dangerous state of affairs. And pretentious as it is, the Potemkin Party continues to deceitfully project an image of development and progress; including by hosting "prestigious"/beneficial international forums: 5th Conference on Public Health in Africa (which will be convened this week); COP32 etc... xitter.gq/kenyaaxis/status/21245…
New footage from Bole International Airport in Addis Ababa, #Ethiopia, reportedly shows around seven UAE-linked Il-76TD cargo aircraft. The aircraft have been linked to suspected weapons and ammunition shipments to Sudan's Rapid Support Forces (RSF), drawing renewed attention to the #UAE-Ethiopia air cargo network and its potential role in Sudan's ongoing war. barazabrief.com/2026/11/uae-…
2
1,074
36
1,161
52,490
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
3
109
143
782
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
President Isaias Receives Credentials of Six Ambassadors President Isaias Afwerki today received the credentials of six ambassadors accredited to Eritrea at a ceremony at the Denden Guest House. The ambassadors who presented their credentials were Mr. Phillip M. Modise of the Republic of South Africa, Mr. Daniel Losada Millar of the Kingdom of Spain, Dr. Rita Viktoria Herencsar of Hungary, Mr. Park Sang-Tae of the Republic of Korea, Mr. Abdullah bin Nasser-Rahbi of the Sultanate of Oman, and Mr. Mirko Giulietti of Switzerland. The Ambassadors conveyed messages of goodwill from their respective heads of state and government to President Isaias Afwerki. They also expressed their commitment to strengthening ties of friendship and cooperation between their countries and Eritrea. Ambassador Phillip M. Modise of South Africa and Ambassador Abdullah bin Nasser-Rahbi of Oman expressed their countries’ readiness to strengthen friendly relations with Eritrea and expand cooperation across various sectors. Mr. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs, and Mr. Amin Hassan, Director of the Office of the President, attended the occasion. #Eritrea
369
417
7,986
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
Rain-kissed Harnet streets, timeless architecture, and a reflection of pure beauty. This is Asmara. 🇪🇷✨ #Asmara #Eritrea #VisitEritrea #Africa
12
38
1
67
843
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
ካብ ጾር ሓላፍነት ናብ ልምዓት - ብጽንዓት! ዕዉት ኣከባብያውን ምህርታውን ውጽኢት ዝፈጠረ ልምዓት ዝወነነት፡ ተባዕ ሓረስታይ እያ። ወ/ሮ ትዕበ ረዳእ ትብሃል። ኣብ 1959 ኣብ ዞባ ደቡብ ምምሕዳር ከባቢ ጉሕ-ጨዓ፡ ኣብ ዓዲ ድቡስ ተወሊዳ። ወለዳ ኣቶ ረዳእ ጊለን ወ/ሮ ርሻን ተስፋይን 12 ደቂ ፈርዮም’ኳ እንተዀኑ፡ እቶም ሓሙሽተ ጥራይ ዓብዮም። “እቲ ሞት፡ ንስድራና ቀሊል በሰላ ኣይገደፈሎምን። ዓዲ ገዲፎም ክወጽኡ’ውን ኣገዲዱዎም። ኣነ፡ ምዕባይ ሕሳስ-ልደ እየ። ከም ኵሉ ቈልዓ ገጠር፡ ጤለ-በጊዕ እናጓሰኹን ስድራይ እናሓገዝኩን ዓብየ። ዕድል ትምህርቲ ኣይረኸብኩን። ስድራይ’ውን ቀልጢፎም’ዮም ናብ ሕጸን መርዓን ቈሪኖምኒ” ክትብል ዝኽርታታ ተካፍል ወ/ሮ ትዕበ። መንእሰይ ትዕበ፡ ንገብረሚካኤል ክፍለጽዮን ተመርዕያ፡ ኣብ ‘ገዛ ሕድሩ’ ከባቢ ዓረዛ፡ ሓዳሮም ፈለዩ። ጸኒሖም፡ ብንግድን ሕርሻን ህይወት ንምቕያር፡ ናብ ኦምሓጀር ወረዱ። እዋኑ፡ ፖለቲካዊ ኵነታት ኤርትራ፡ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ስርዓት ኢትዮጵያ ዝፍተነሉ ዝነበረ ጽንኩር’ዩ ነይሩ። ሓፋሽ ህዝቢ ምስ ሰውራን ተጋደልትን ተጸንቢሩ የበርክት ነበረ። ሓደ እዋን፡ ብተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብ ከባቢ ኦምሓጀር፡ ሓደ ስርሒት ብምፍጻሙ፡ ኣብቲ ቦታ ዝነበረ መኽዘን ብረት ተቓጸለን ኣዛዚ ናይ’ቲ መዓስከር ተቐትለን። “ሕነ ናይቲ ስርሒት ንምፍዳይ፡ ብሻምበል በለው ዝምራሕ ዕጡቕ ሰራዊት ጸላኢ፡ ኦምሓጀር ወፊሩ። ህዝቢ ኦምሓጀር፡ ንተከዘ ክሰግርን ሕሞራ ክኣቱን ዕድል ስለዘይረኸበ፡ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ወሪዱዎ’ዩ፡” ብምባል ትዝክር፡ ኣብቲ ግዜ’ቲ ናይ ሰለስተ ወርሒ ነፍሰ- ጾር ዝነበረት ወ/ሮ ትዕበ ረዳእ። ካብቲ ዝቃጸል ዝነበረ ኣጓዱን ብዓረር ጠያይት ዝጠፍአ ህዝብን፡ ንስክላ’ያ ድሒና። ብዓል ቤታ፡ “ንስኺ ንዓዲ ክትከዲ ኢኺ፣ ኣነ ግን ክጋደል እየ፡” ስለ ዝበላ፡ ናብ ከበሳ ተመልሰት። ንዝተወሰነ ግዜ ኸኣ፡ ምስ ስድራኣ ተቐመጠትን ወዲ ተበኰረትን። ‘የማነ’ ኢላ ድማ ሰመየቶ። ብዓል ቤታ፡ ፈለማ ምስ ሓፋሽ ውድባት እዩ ተወዲቡ፣ ጸኒሑ ናብ ተጋደሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፉ፣ ቅድሚ ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ምስጋሩ፡ ኣብ ኲናት ደቡብ እግሩ ተሃርመ። ካብ ሕክምና ዕረፍቲ ረኺቡ ድማ ናብ ትውልዲ ዓዱ በጽሐ። ኣብኡ ሓደ ሰሙን ጸኒሑ፡ ንሓሞኡ ሓደራ ኢሉዎ ናብ ቦታኡ ተመልሰ። ወ/ሮ ትዕበ ድማ ካልኣይ ድቂ ሓዘት። “እንተዀነ ግን፡ ገጽን ዓይንን ‘ናዝሬት’ ጓሉ ክርኢ ኣይተዓደለን፡” ብምባል ትትክዝ ወ/ሮ ትዕበ። ብዓል ቤታ፡ ኣብ ኲናት ሰምሃር ብ12 ታሕሳስ 1977 ኣብ ከባቢ ደጎሊ እዩ ተሰዊኡ። ብድሕር’ዚ፡ ጾርን ሓላፍነትን ምዕባይ ክልተ ደቃ፡ ኣብ ዝባና ተጻዕነ። ህይወትን ናብራን እናኸበዳ ብምምጽኡ ኸኣ ናብ ሱዳን ከባቢ ገዳርፍ ተሰደት። “በቲ፡ ኣብ ዓዲ እንከለኹ ዝተላመድኩዎ ቊኖን ስፌትን እናሰራሕኩ፡ ህይወተይ ክመርሕ ጀሚረ። ናይ ሃገር መንቋሕቋሕታ ስለ ዝነበረኒ፡ ምስ ሓፋሽ ውድባት ህዝባዊ ግንባር ኰይነ፡ እናተቓለስኩን ደቀይ እናዕበኹን ናብራ ቀጺለዮ፡” ትብል ወ/ሮ ትዕበ። “መስዋእቲ በዓል ቤተይ ድሕሪ ምፍላጠይ፡ ወጋሕታ፡ ፍትሓዊትን ቴድሮስን ዝብሃሉ ቈልዑ ወሲኸ። ናጽነት ምስ ኰነ ድማ ናብ ጀርመን ዝጀመርኩዎ መስርሕ ጉዕዞ ስደት ገዲፈ፣ ናብ ኤርትራ ተመሊሰ። መንግስቲ፡ ንኹልና ተመለስቲ፡ ኣብ ተሰነይ ብጽቡቕ’ዩ ተቐቢሉና። በዚ ኸኣ ናብ ሕርሻ ተመሊሰ፡” ብምባል፡ ንፈላሚ ናይ ሕርሻ ጉዕዞኣ ትዝክር። “እንተዀነ...” ትብል’ሞ፡ ስለምንታይ ካብ ተሰነይ ናብ ኣስመራ ከም ዝደየበት ክትገልጽ እንከላ፡ “ኣብ ጀርመን ዝነበረት ሊያ ሓፍተይ፡ ኣስመራ እተዊ፣ ንናብራኺ ዝኸውን ኣነ ክሕግዘኪ’የ ስለ ዝበለትኒ፡ ናብ ኣስመራ ደዪበ፣ ኣብ ገጀረት ከባቢ ‘ባርጅማ’ ኣብ ዘሎ ገዝኣ ድማ ተቐሚጠ። ነቲ ኣብ ሱዳን ዝጀመርኩዎ ቊኖ ቀጺለዮ። ነዊሕ ከይጸናሕኩ ድማ ደርሁን ከብትን ከፍሪ ጀሚረ። ኣብ ሓጺር ግዜ፡ ንዘጥረኹወን ደርሁ ናብ 900፡ ከብቲ ናብ ሓሙሽተ ኣብጺሐየን። እንተኾነ፡ ኣብ ውሽጢ መንበሪ ገዛ፡ ምስ ጽሬትን ካልእን ብዝተሓሓዝ፡ ልዕሊኡ ክኸይድ ስለ ዘይከኣልኩ፡ ናብዛ ሕጂ ዘለኹዋ ቦታ ግዒዘ፡” ብምባል ናብቲ ኣውራ ኣርእስትና ኣስገረትና። “ብኸመይ፧” ዝብል ሕቶ ከኣ ኣስዓብናላ። “ናብዚ ሕጂ ዘለኹዎ ቦታ (ኣስመራ - ከባቢ ኤክስፖ) ክጥምት ዝፈጠረ ምኽንያት ዘገርም እዩ። ቀለብ ደርሁን ከብትን ደልየ ምስ መጻእኩ’የ፡ ዓይኒ ኣውዲቐሉ። ንእሽቶ ቃጽዖ ሓሪሰ፡ ክዘርእ ጀሚረ፣ ብድሕሪኡ፡ እዚ በዱ ቦታ ክለምዕ ይኽእል’ዩ ኢለ ስለ ዝኣመንኩ፡ ነቲ ቦታ ኣደላዲለ ከልምዖ ፍቓድ መንግስቲ ንምርካብ፡ ዘይበጻሕኩዎ ቤት ጽሕፈት ኣይነበረን። ኣብ መወዳእታ፡ ‘እኽእል’የ እንተ ኢልኪ ደኣ ኣልምዕዮ፡’ ተባሂለ ተፈቒዱለይ።” “ሰብ ኣማኺሩኒ፡ ናብ መደብ ውህለላን ልቓሕን ከይደ፣ ወትሩ እናዘከርኩዎ ዝነብር፡ ሓላፊ ናይቲ መደብ ኣቶ ተስፋይ፡ ንዝነበረኒ ሓቦን ተስፋን ኣብ ግምት ብምእታዉ፡ ብዙሕ ኣተባቢዑኒ። ኣነ ዝሓሰብክዎ ሰለስተ ሽሕ ጥራይ እዩ ነይሩ። ‘ኣብ ግዜኡ ጥራይ ክፈልዮ እምበር፡ 30,000 ክንህበኪ ኢና፡’ ብምባል ናይ ልቓሕ ዕድል ተኸፊቱለይ። በዚአንን ብዝነበራኒ ቍሩብ ቁራቦ ገንዘብን ገይረ ድማ ምድልዳል መሬት ጀሚረ። ዒላ ማይ ክፍሕር ናይ ግድን ብምንባሩ፡ ወርቀይን ገንዘበይን ኵሉ ኣፍሲሰዮ፡” ብምባል፡ ተሪር ከውሒ ንምስባር ሓያል ጻዕርን ከቢድ ወጻኢታትን ከም ዝኸፈለት ትገልጽ። ወ/ሮ ትዕበ ረዳእ፡ ሓደ ሄክታር መሬት ኣደላዲላ፡ ናብ ምሉእ ዓመት እተልምዓሉ ሕርሻዊ ንጥፈታት ተጸንበረት። ራብዓይ ርእሳ ድማ ናብ ሰፊሕ መደብ ወፈረት። ክኢላታት ሕርሻ ንኡስ ዞባ ኣስመራ፡ ብምኽሪ፡ ስልጠናን ምክትታልን ኣተባብዕዋ። ኣብ ሓጺር ግዜ ተስፋኣ በርሃው ኢሉ ተራእያ። ብውሱናት ዓይነት ኣሕልምቲ ዝጀመረቶ ልምዓት ናብ ዝለዓለ ኣስፍሓቶ። ኣይደንጐየትን፣ ካብ መደብ ውህለላን ልቓሕን ዝተዓደየቶ ገንዘብ ቀልጢፋ ከፈለቶ። ሓንቲ ካብቶም ቀልጢፎም ዕዳኦም ከፊሎም ዝተዓወቱ ሓረስቶት ንምዃን ከኣ በቕዐት። “ኵሎም ኣባላት ሕርሻ፡ ኣብርሃም፡ ኣባዲትን ካልኦትን ብዘይምቁራጽ እዮም ተመላሊሶምኒ። ናይ ብሓቂ ኸኣ ኣተባቢዖምኒ’ዮም። ንሳቶም ጥራይ ዘይኰኑ’ውን፡ ኣማሓዳሪት ንኡስ ዞባ ገጀረት ወ/ሮ ትብለጽ ተስፋሚካኤል ምስ መሳርሕታ ኣጆኺ ምባል ኣየቋረጹን፡” ትውስኽ። ተሳትፎ ደቀንስትዮ ኣብ ሕርሻ፡ እምነ ኵርናዕ ልምዓት ሃገር ምዃኑ እትኣምን ናዝሬት ጓላ ብወገና፡ “ኣደይ ብግብሪ መምህር ዝተቐየረት ሓረስታይ እያ። ንግሆ ተንሲኣ ስራሕ ትቈጻጸር፡ መደብ ስራሕ ተውጽእ፡ ዝጐደለ ትምልእ፡ ከምዚ ግበሩ ከምዚ ስርሑ እናበለት’ውን ትከታተል፡” ብምባል፡ ካብ ወላዲታ ልዑል ናይ ስራሕን ኣሰራርሓን ተመኵሮ ከም ዘጥረየት ትምስክር። ኣብ ሽቕለት ዝፈጠረቶ ዕድል ክትገልጽ ከላ፡ “ከከም ግዜኡን ኵነታት ስራሕን፡ ቁጽሮም ዝፈላለ ሰራሕተኛታት ኣለዉኒ። ንዓይን ሰለስተ ደቀይን ከይሓወስካ፡ ክሳዕ ዓሰርተ ሓሙሽተ ዝበጽሑሉ እዋን ኣሎ። ኣብዚ እዋን ከኣ ፍረ ጻዕረይ እሓፍስ ኣለኹ። ከምዚ ከማይ ዝጸዓረ ሰብ፡ ክዕወት ከም ዝኽእል ኣይጠራጠርን’የ፡” ብምባል፡ ንኻልኦት ብዘተባብዕ ምስክርነት፡ ዕላላ ትዛዝም ወ/ሮ ትዕበ ረዳእ። ንሳ፡ ናይ ጻዕራማት ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ሓንቲ ኣብነት እያ። ካብ ከቢድ ጾር ናብራ፡ ናብ ሰፊሕ ልምዓት ሕርሻ ዝበቕዐት ጻዕራም ሓረስታይ እያ። በዱ መሬት፡ ናብ ሓምላይ ዝቐየረት ጸዓተኛ ኣደ’ያ። ከም ኣደ፡ ከም ሓረስታይን ከም ኣብነታዊት ኣልማዒትን እትግለጽ፡ ንብዙሓት ድማ ኣብነት እትኸውን ታሪኻዊት ኣደ! ተስፋኣለም ገብረስላሴ (ጫረ) ምንጪ፦ መጽሔት ፍረ-ጻዕሪ ቍ.8
184
234
2,095
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
Much Respect for SawaMedia YouTube channel for posting this 🫡 Our brave men and women Yesterday with residents of Badme 🇪🇷 . We hope see back home with your family soon 🙌🏾.
16
202
6
381
10,380
Eritrea 🇪🇷ጓልኪዱን🇨🇭 (Abahani) retweeted
#Eritrean sovereignty is a red line — non-negotiable, non-transferable, and never open to political bargaining. Victory to the Masses!
🤖 Made with AI
12
309
2
374
1,824